Women & Youth Ministry


ደቀንስትዮ & መንእሰያት ድማ ኣብ ኩሉ ኣገልግሎታት ማሕበር ተዋሳእቲ ኮይኖም፣ ብኹሉ ትግሃት ድማ ንኣምላኽን ንህዝቢ ኣምላኽን የገልግሉ፣፣ ርእሱ ዝኸኣለ ናቶም ጥርናፈ ጌሮም፣ ነንሕድሕዶም ኣብ ምትህንናጽን ወንጌል ኣምላኽ ኣብ ምዝርጋሕን ካልእ ኣብ ክርስትና ዝተሞርከሰ ማሕበራዊ ኣገልግሎታት ከም ንኣረገውቲ ንጽጉማት ንምሕጋዝ ዝኣመሰሉን ንምስታፍ ዝሕግዞም ውህደት ንምፍጣር ይእምቱ

If you would like to serve with one of our women or youth teams, please contact us below. You can also join us for women's service first saturday of the month after church at 02:00pm And Youth service at 03:00pm first sunday of the month in the church Suite.

Example block-level help text here.