Children Ministry


ህጻናት ደቅና፣ ከም ኣብ ስደት ዝነብሩ ዘለዉ መጠን፣ እቲ ከም ወለዲ ከነውርሶምን ካብ ወለዶም ድማ ክመሃርዎን እንደልዮ ብፈሪሃ ኣምላኽ ምምልላስን ባህሎምን ክብርታቶምን ንምሕላውን መታን ክኽእሉ፣ ቤተክርስትያንና ከም ሓላፍነታ ወሲዳ እትዋስኣሉ ባይታ እዩ፣፣ በዚ መሰረት ድማ፣ ኩሉ ግዜ ሰንበት፣ ትግርኛን ኢንግልዝኛን ብዝመልኩ መምህራን ኣቢላ ትምህርቲ መጽሓፍ ቅዱስን መዛሙር ትግርኛን ዛንታታት ትግርኛን ብምምሃር ተገልግል፣፣

If you would like to serve with one of our children teams, please contact us below. You can also join us for AWANA at 6:30pm each Wednesday evening in the church Suite.

Example block-level help text here.